ሙዚቃዉ ከወደዱት …
እስኪ ሻይ ወይም ቡና ይጋብዙኝ
📱ቴሌ ብር – 0901107568
ወይም
📱 ሳፋሪ ኮም– 0710771217
ከምስጋና ጋር!!!
Dallol Lyrics HD
DON'T CLICK THIS : [ Ссылка ]
Credit the original video: [ Ссылка ]
Selamawit Yohannes - Yebleni'loo (Lyrics) / ሰላማዊት ዮሐንስ - የብለኒ'ሎ Ethiopian Music
ኣንታ ሊላየ ወሳኒ ሰበይ
ዝሓሰብኩዎስ መሊኣ ልበይ
ህያበይ ናተይ ወሳዲ ሰበይ
ብኢሱኒ’ሎ ኣነ እንድዕለይ
ኣንታሊላየ ወሳዲ ሰበይ
ብዘይ ባኣኻ ከመይለ ኸመይ
ከመይ ዲኻ ትፈልጣ ውሽጠይ
ሰላም ትህባ ነዛ ሂወተይ
ኣብ ፈገግታይ ንስኻ ኣለኻ
ቛንቛ ኣለዎ ሜላ ፍቅርኻ
ተብለኒ ፍቅሪ ስወደ
ኡፍ …. ተብለኒ ….ኸደ ዛየደ
እህ …. ተብለኒ …. እምነት ወለደ
ኦ …. ተብለኒ …. በቃ ገዲደ
ከምቲ ናዓኻ ዘብለካ የብለኒ’ሎ(2X)
እንተሲእነካ ህልም ትብል ዛውነይ
ናዓሊላየ ኣይትከወል ንዓይነይ] (2X)
የብለኒ’ሎ ኣነ የብለኒ
መመሊሱ ንዓኻ ዘብል ሒዙኒ
የብለኒ’ሎ ኣነ የብለኒ
ደጋጊሙ ኣመና ዝደሃየኒ
ጠዘዝ እህ….ጠዘዝ ህ….
ኣንታ ሊላየ ኣነ በል ሒዘ
ትጡዑም ቃልካ ፍቅሪ ፈሰሰ
ኣንታ ሊላየ ሊላይ ወለሎ
ንዓኻ ሒዘ እየ ኩሉ ዝኽእሎ
ከምቲ ንዓኻ ዘብለካ የብለኒ’ሎ (2X)
#DallolLyrics_HD #SelamawitYohannes #EthiopianMusic #TigrignaMusic #Dalollyrics
selamawit yohannes lyrics, selamawit yohannes yebleni'loo, selamawit yohannes yebleni'loo lyrics, amharic lyrics, dallollyrics hd, ethiopian lyrics, ethiopian music
Ещё видео!